ሓፈሻዊ ንቕሓት ንተግባራዊ ለውጢ፣ ኣብ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊ ብድሆታት ትግራይ ኩለመዳያውን ብዳታ ዝተደረኸን ርድኢት ምሃብ፣ ናይዚ ድረ ገጽ ዕላማ እዩ።